"ንሸሪ፡ ካልኦት ህልዋትን ምዉታትን ክንመልሶም ብትብዓት ክንስርሕ ኢና። ሓማስ’ውን ነቲ ጨካንን እከይን ግብሩ ከቢድ ዋጋ ከምዘኽፍሎ ክነረጋጽ ኢና" ኢሎም። ሓማስ ሎሚ ዓርቢ ብመሰረት ዝሃቦ መግለጺ ...
(ኮሌራ) 15 ሰባት ከምዝሞቱ ቤት ጽሕፈት ጥዕና’ቲ ክልል ኣፍሊጡ።እቲ ለበዳ ፈለማ ኣብ ዝተራኣየሉ ዞባ ኑዌር ግና ክሳዕ ሎሚ በቲ ሕማም 18 ሰባት ከምዝሞቱ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ጥዕና’ቲ ዞባ ኣቶ ...
ምስ ሓማስ ዝተበፅሐ ቀዳማይ ዙር ቶኽሲ ጠጠው ናይ ምባል ስምምዕ ዝቕፅል ሰሙን ግዚኡ ከብቅዕ ኣብ ዝቀረራበሉ እዋን ሓማስ ትማሊ ሓሙስ ሬሳመንነታ ዘይተፈልጠት ጓል ኣንስተይቲን ሓዊኡ ኣርባዕተ ሬሳታት ሰዲዱ። ኣመሪካ ተዋጋእቲ ወገናት ናብ ካልኣይ ደረጃ ልዝብ ክሰግሩ ኣብ እትደፍአሉ ዘላ ሃገራት ኣዕራብ ፕረዚደንት ዶና ...
ኣብታ ሃገር ብሰንኪ ዝርአ ዘሎ ክቱር ዋዒን ምውዳቕ ተመሃሮን፡ ደቡብ ሱዳን ካብ ትማሊ ሓሙስ ጀሚራ ንዝመጽእ ክልተ ሰሙናት ኣብያተ-ትምህርቲ ክዕጾ ሚኒስትሪ ትምህርቲ መምርሒ የሕሊፉ። ኣገልግሎት ዜና ኣሶሸትድ ፕረስ ንምኽትል ሚኒስተር ትምህርቲ ብምጥቃስ ከም ዘስፈሮ፡ ኣብ ጁባ ጥራይ ብሰንኪ ዘሎ ዋዒ ኣብ መዓልቲ ...